Doesn't suit? No problem! You can return items for up to 30 days
You won't go wrong with a gift voucher. The gift recipient can choose anything from our offer.
Up to 30 days for returns
ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም'ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ "ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧" (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር: "ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ" (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።
Hi! I'm Libroamiko, your book advisor.
How can I help you?